መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን ንዕለት ፳፪ ግንቦት ፳፻፲፫ / May 30, 2021 "ሓምሻይ ሰሙን ናይ ትንሳኤ"
ወ. ዮሐንስ 21:15-17 "ጴጥሮስ፡ ሳልሳይ ጊዜ ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧ ስለ ዝበሎ፡ ጕህዩ፥ ጐይታይ፡ ንስኻ ዅሉ ትፈልጥ አሎኻ፡
ኣነ ኸም ዘፍቅረካውን ትፈልጥ አሎኻ፡ በሎ። የሱስ ከኣ፥ ኣባጊዔይ ኣብልዕ።"
ሉቃስ 19:46 "ቤተይ ቤት ጸሎት እያ፡ ተጽሒፉ አሎ፡ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ገበርኩምዋ፡ እናበሎም ኬውጽእ ጀመረ።"
1ይ ዜና መዋዕል 16:8-12 "ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፡ ስሙ ጸውዑ፡ ግብርታቱ ኣብ መንጎ ህዝብታት ንገሩ። ንእኡ ዘምሩ፡ ቃንዩሉ፡ ብዛዕባ ዂሉ ተኣምራቱ ተዛራረቡ። በቲ ቅዱስ ስሙ ተኸበሩ፡ ልብ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚደልዩ ይተሐጐስ። ንእግዚኣብሄርን ስልጣኑን ድለዩ፡ ገጹ ዂሉጊዜ ድለዩ። ነቲ ዝገበሮ ተኣምራቱን፡ ንትእምርትታቱን ፍርድታት ኣፉን ዘክሩ።"
2ቆረ5:19 "ማለት፥ ኣምላኽ ንዓለም ምስ ርእሱ ኺዓርቃ ኸሎ፡ ኣብ ክርስቶስ ነበረ እሞ፡ በደሎም ኣይሐዘሎምን፡ ኣባና ኸኣ ቃል ዕርቂ ኣንበረ።"
ወ. ማርቆስ 10:45 "ወዲ ሰብ ድማ ኬገልግል ህይወቱውን በጃ ብዙሓት ኪህብ እምበር፡ ኬገልግልዎ ኢሉ ኣይመጸን፡ በሎም።"
ወ. ዮሐንስ 1:18 "ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ የልቦን፡ እቲ ኣብ ሕቝፊ ኣቦኡ ዘሎ ሓደ ወዲ፡ ንሱ ኣግሃዶ።"
ሉቃስ 19:9-10 "የሱስ ድማ፡ ወዲ ሰብ ንጥፉእ ኪደልን ኬድሕንን እዩ ዝመጸ እሞ፡ ንስኻ ኸኣ ወዲ ኣብርሃም ስለ ዝዀንካ፡ ሎሚ ነዛ ቤት ምድሓን ኰነላ፡ በሎ።"
ዮናስ 3:8-9 "ሰብን እንስሳን ክሻ ይከደኑ፣ ዓው ኢሎም ድማ ናብ ኣምላኽ የእውዩ። ነፍሲ ወከፍ ከኣ ካብ እኩይ መገዱን ካብቲ ኣብ ኢዱ ዘሎ ዓመጽን ይመለስ። ኣምላኽ እንተ ተመልሰን እንተ ተጣዕሰን፣ ንሕና ኸይንጠፍእ ከኣ ካብ ጕሁር ቍጥዓኡ እንተ ተመልሰን፣ መን ይፈልጥ∶ ኣምላኽ ከኣ ካብ እኩይ መገዶም ከም እተመልሱ፣ ግብሮም ረኣየ፣ ኣምላኽውን ነቲ ኼውርደሎም ኢሉ እተዛረቦ መዓት ተጣዕሰሉ፣ ኣይገብሮን ከኣ።"
መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን እዚ እንጅምሮ ጾም ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።

እንጅምሮ ጾም ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።